ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ ን 2009 በጀት ዓመት ዝትፈላለዩ ደንቢ ክዳን: ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ፅሬት: ቀለብ ከፍትን ሽኮርን :መሳርሒ ህንፃ :ኤለክትሮኒክስን :ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ አቁሑት :መቀያየሪ መከና :ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፋሸዊ ሆስፒታለ ሱሑል ን 2010 ዓም ናይ ሳልሳይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብተወሳኪ ናይ ካልኣይ መንፈ ቅ ዓመት በጀት ፈርኒቸርን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ሱሑል 2011ዓ/ም ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ፓወር ታንክ ምስ ሙሉእ ሴት ኤሌክትሮኒክስን ናውቲ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ሆስፒታል ሱሑል 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕኮሙ ተገልገልቲ ፅሬት ዘሎዎ ምግቢ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብዉዕሊ ከስርሕ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም ናይ 2ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ