ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ

1 ናይ 2012/13 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም፤

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎምን

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራርዱሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ። ካብቲ ዝተቀመጡ ዝርዝር መረዳእታ ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብዘይ ዘፈር ንግድኻን ምውድዳርን ካልኦት ጨረታ ዘዛብዕ ፈተነ ምፍታን ዘይፍቀድ ምዃኑ ዝርዝር መረዳእታ ከይተለወጠ እዚ ትካል ብዘውፀኦ መሰረት ዘቅርብ፤

6 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 10,000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል::

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን 14/12/2012 ዓ/ም 29/12/2012 ዓ/ም 3:00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክ/ቁፅሪ 34 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምእታው ይከኣል። ብተመሳሳሊ ዕለትን ብተመሳሳሊ ሰዓትን ድማ ይዕሸግ።

9 ጨረታ ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል ስሑል መአከቢ ኣዳራሽ ኣብቲ ዕለት ማለት 29/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ /03 44 44 25 66 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo