ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ

በዚ መሰረት ነዞም ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ቅዳሕ ሰነድ ብምቅራብ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2012/13  ሕጋዊ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ዝተሓደሰ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክምኡ እዉን መረጋገፂ ብቅዓት ክተቕርቡ እትክእሉን

2 ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

3 ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ማሕተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

4 መከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ 10,000.00 ቅርሺ ወይ ሲፒኦ ኣብ ስሑል ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 03/03/ 2013 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምእታዉ ይከኣል

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ስሑል ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/03/2013  ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን

8 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 44 25 66/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo