ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ቢሮ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲን ፎርድን (Construction o Grave Access Road and fords)

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ካልሽየም ሃይፖክሎራይት( procurement of calcium hypochlorite ) ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዝዉገድ ንብረታት ብጨረታ ከዉፅእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቐረብን ህንፀትን ሓድሽ መስመር ማይ አብ ሓድሽ መንደር እንዳ ኣርባዕተ እንስሳ ኔትወርክ :ምንደር ከብ 500 ገንኢ ናብ ማይ ወይን ቤት ትምህርቲ : ካብ ፈለግ ዳዕሮ ገንኢ ናብ ፖሊስ ኮሌጅን ቐረብን ህንፀትን ዝርገሐ ሻዱሽ መስመር ማይ ክስርሕ ስዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ዕድጊት ቁፋሮ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ካብ ዕለት 1/11/2007 ክሳብ ዕለት 30/10/2009 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክገብር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሓደ ፅሕፈት መሳርሒ :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ: ሎት ሰለስተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት አርባዕተ ናይ አናእሽተይ መካይን ፅገና ገራጅ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት መካይን: ሞተር ሳይክልን :ጀነሬተርን ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ በጀት ዓመት 2012 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ መኪና ፣ ሞተርሳይክልን ጀነሬተርን እስፔር ፓርትን 2 ፒክ ኣፕ ዳፕል ጋቢና ክራይ ክካረ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2013 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀንደር J315 ባክ ሎዶር እስፔር ፓርትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሽንት ቤት ፅገና ዘገልግል We (water Closet) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 20919 ቐ/መ/ማይ ዕለት 26/3/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ