ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ዝዉገድ ንብረታት ብጨረታ ከዉፅእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ/TIN numbr/: ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 28/6/2010 ዓም ክሳብ 12/7/2010 ዓም ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ከተማ መቐለ ቐበሌ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 7335 ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo