ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲን ፎርድን (Construction o Grave Access Road and fords)

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1 ካብ ጭንፈረስ Booster Station -2 ናብ መሰቦ (Chinfers BS-2 to Mesobo &)

2 ካብ እንዳማሪያም ናብ ጭንፈረሰ Booster Station -1 (Endamariam to Chinferes Bs-1) ስራሕቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጋ 6ተን ልዕሊኡን ብመንገዲ ህንፀት ስራሕቲ ጠቅላላ ህንፃ ስራሕትን (For grade 6and Above RC /GC licensed contractor ) ፍቃድ ዘለዎ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 26 /5/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 12/6/2010 ዓም ዘይመለስ 20 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo