ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ካይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንደስላሴ ኣብ ምምሕዳ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናዉቲ ገዛ ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምና : ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ብናይ UIIDP በጀት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ስራሕ ምቅያር ኬብል ጎደና መብራህቲን ናይ ኣምፖል ምቅያር ስራሕቲን ኣብ ዋና ስፓልት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንምስራሕ ደረጃ 10 ን 9 ወይ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይ ብኤሌክትሪካል ኢንሳተሌሽን ዘለዎም ትካላት ኮንስትርክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ብናይ ቤት መዘጋጀ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቐበሌ 01 ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ህንፃ ፅገና ስራሕ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማህበራት ዉልቀ ዳኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ