ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ዝኸውን ስቴጅ /መድረኸ/ን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታትን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ባዓል ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዓል ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ፤ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ ክፍለ ከተማ ወረዳ 3 ዝርከብ ድምር ስፍሓት 2000 ካሮ ዝዓረፎ ቤዝመንት ሓዊሱ በዓል 11 ደብሪ ህንፃ ኣዉትሶርስ ዉክልና ሂባ ክተመሓድሮ ስለ ትደሊ ንክትዳተፉ ትዕድም

ህዝባዊ መድሓኒት መቐከ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከቶም ፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ንክነግር ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝኽበር በዓል ኣሸንዳ 2011 ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መደረኽ ላይት መብራህቲ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ፣ ርችት፣ ዱንካናት ኣናእሽተይ ስቴጃት ፣ ወናብር፣ ምንፃፍ ፣ ፋዉንቴን ፡ተፈጥራኣዊ ዕምበባ ካልኦት ንምክራይ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ ብዓል ኣሸንዳ ዝተፈላለዩ ስራሐቲ መለለዩ ፕሮዳክሽን ብቋንቋታት ትግርኛን ኣምሓርኛን ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎታት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምከቶም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንፋለጥ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም