ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ምንፃፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ንዘለዉ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምአሳር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዊዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ፣ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንትካልና ወሽጥን ደገን ዝርከቡ ኣትክልትን ሳዕርታትን መስተዪ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ስፔር ፓርት/መላዋወጢ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፃን ኣ/ማ ካብ ዕለት 01/05/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2015 ከምኡ ወን ካብ 01/08/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2016 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፉ ይዕድም፡፡