ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 06/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo