ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ዓድዋ ንዝበዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ኣመልኪቱ ነቲ በዓል ዝኸዉን መድረኽ ስቴጅ ድንካናትን ካልኦት ነቲ በዓል ዘድልዩ ኣቅሑት ክካረይ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 21/05/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9:30  ናይ ድሕረ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

5 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዘረክብ

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo