ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት 2012 ዓ/ም ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቃሕታት እተማልኡ ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ክፍሊ ቁፅሪ 09 ብምዕዳግ ክትወስዱ ትክእሉ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ office machine and maintenance ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል ሃርድቶፕ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም GI ትቦ መገጣጠምን ዲሲኣይ ሰላንጅ ዳትን ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነን ክሎሪንን

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለያ መኪና ፅገና /ጋራዥ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትራንስ ኢትዮጵያ ኃ/የተ/የግ/ማህበር ካቦ፣ፕላስቲክ ካነቫስ፣ የወርክ ሾፕ መገልገያ እና ሌሎች አላቂ ዕቃዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ን ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ