ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮፋይናንስ ቁፅሪ 2 ብኣልሚንየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣልሚንየምን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ናይ ጨረታ ዉሕሰና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ብር 2000.00 ክልተ ሽሕ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 04/09/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት03/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 12/09/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ኣብ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ5መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo