ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/ቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃንድ ፓምፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላፕቶፕ ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ ፌርኒቸርን ካልኦትን ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2012 ዓ/ም ናይ መስመር ፅርግያ ኣንቡላንሳ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።