ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪና ጎማን እስፔር ፓርትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሓፂን ዝተሰርሐ ሳንዱቅ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ: እሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ንኣብያት ፅሕፈት እታ ከተማ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኮምፒተርን : ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ካልኣት ኣቅሑትን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 3ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል : ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ሞዴል 105 መከና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብፕሮፎርማኣወዳዲሩ ክዕድ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤