አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ካብ UIIDP ብዝተረከበ በጀት ካብ ናይ ዓድዋ መእተዊ ዕዳጋ ዓርቢ ቀበሌ አሉላ ክሳብ ቤት እንዳ ኣምናአረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ከባቢ ካብ ሆቴል ማይ ዓሳ ሆቴል ክሳብ ሸዊት ሆቴል ዝርገሐ ናይ ማእከል መንገዲ መብራህቲ ማለት እዉን median street Steel pool ንምስራሕ ብኤሌትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕቲ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

በኢትዮጰያ ጉምሩክ ኮሚሽን የመቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ ከተማ በሰሜን ክ/ከተማ በቀበሌ 06 ዋና ቢሮ የሚገኘዉ የሰራቶኞች ክበብ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዓቃቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጎድ መቆፃፀሪ ዲፕሜትር ባትሪ (Battery LR14/1.5 ) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21057 ቐ/መ/ማይ ዕለት 22/5/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒከስ ፅገና ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 10982 ግ/ል/ት ዕለት 22/5/2016 ዓም ብልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሐበሬታን ዳታ ቢቤዝን ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጎዳጎድ ፀረጋ ዘገልግል Foam (Borehole Cleaning detergent )ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21056 ቐ/መ/ማይ ዕለት 22/5/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ Welding Transformer በዝሒ ኣርባዕተ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂ መሰረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር መኪና አወዳድርካ ክንገዝእ/ ንደሊ ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኣሐቲሙ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ማ/ተ/ሰትግራይ ኩሓ መለስ ካምፓስ ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣሰበዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።