ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ማይ ካድራ መሬት ብሊዝ ጨረታ ናብ ተጠቀምቲ ከማሓላልፍ ይደሊ 1 ንመንበሪ ኣጐልግሎት ዝዉዕል 38 ብሎት2 ዘመናዊ ሆቴላት ካልኦትን ኣጎልግሎት ዘዉዕል 28 ብሎት 3 ንመዋእል ህፃናት ኣጎልግሎት ዘዉዕል 1 ብሎት እቲ ቤት መዛጋጃ 68 በሎታት ኣዛጋጂዩ ንተጠቀምቲ ከብፅሕ ይደሊ