ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሚኒባስ መኪና መለዋወጢ , ኮንስትራክሽንን ቆርቆሮን ኣቕሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኒዉ ሚሊንየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ

ጨረታ ምልክታ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣይቲ ኦኩፕመንትን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሕት ,ሰርቨር ኣክሰሰሪ ,ሕትመት ,ዶዘር ክራይ , መኪና ክራይ , ሞተር ሳይክል ፅገናን ፈርኒቸርን ፅገናን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን 2007 ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝምን ዝኸዉን ዋናጩ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ስትድዩ Split Air Conditioner ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ስትድዩ partition and door ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍንቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ጨነፈር ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ቆርቆሮ , ዘገልገለ ናይ ቆርቆሮ በርን መስኮትን , ዘገልገለ ባሕርዛፍ , ዘገልገለ ኮንቴነር ,ዘገልገሉ አራትን ዘገልገሉ ባትሪን ጎማን ናይ መለዋወጢ ኣቁሕት ብረታብረትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሕትን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

አብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዩßያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ንጋራጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቶዮታ መፋትሒ አቑሑ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሒት/Spare part ስቴሽነሪ ናይ ላብራቶሪ ኣቑሑትን መድሓኒትን (Laboratory Equipment & Drug materials ) ብግልፂ ጨረታ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ አብ 2007 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒን ናይ መኪና ስፔር ፖርትን ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::