ሓላ/ ዝተ/ መሰ / ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቂርን ልቃሕን መሓዙት ካብ 29 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ ዓሰርተ መዓልቲ ዝፀንሕ ምልክታ ስራሕቲ ዲዛይን ህንፃ ብምዉፃእ ተጫራቲ / ዲዛይነራት ከስርሕ ይዕድም

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ንምስራሕ ንኣመከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ መማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን መማከርቲ ህንፃን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ መማከርቲ ምህንድስና ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ሎት 1 ናይ ቀበሌ 01ን 02 ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 2 ናይ ቀበሌ 06 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መመካርቲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዲዛይን ንምቁፃር ብደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኣማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መመካርቲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዲዛይን ንምቁፃር ብደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኣማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንኩለመዳያዊ ኣገልግሎት ዝውዕል B+G+10 ህንፃ ብንፁር ናይ ምምካር ስራሕቲ ክዕድግ ይደሊ። እቲ ናይ ምምካር ግልጋሎት ከማለኦም ዝግባእ ናይ ኣርኪቴክቸራል ዲዛይን ስራሕቲ እንትከውን ነቲ ስራሕቲ ድማ 1ይ ደረጃ ወይ ሓደ ኣማካሪ ኣርኪቴክት ዘማልአ ንክከውን ተሓርዩ ኣሎ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከባብታት ትግራይ ዕሹግ ማይ ፋብሪካ ንምጥያሽን መፅናዕትታን ንምክያድን ንኣማከርቲ ትካላት (Industrial Consultancy) ንምቁፃር ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ3 3ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 5ተ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤