ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ትምህርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ትምህርቲ ከሰልጥን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ክትዕድግ ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዝ/የ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ክፍሊ ትምህርቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብናይ ሴፍቲኔት ባጀት ናይ ተምሃሮ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት ዝ/ዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስረሕቲ ንብረታት ንምድብ 1- ኣድቫንስድ ኦፊስ ማሽን ሃርድዌር ኤሌክትሮኒክስ ኢክፑመንት ፅገና ስልጠና ምድብ 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢን ፅገናን መሳርሒ ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ምድብ 1 ከሰልጥን ንምድብ 2 ክዕድግ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍቲ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ሕትመት ጥራዝ ሃፍቲ ምዝገባን ሰርቲፊኬ ሃፍቲ ምዝገባን፣ ማንዋል መሰልጠኒ ትምህርትን ስልጠናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣሉሚንየም፣ ስፌት ክዳን ጥልፍን ሲንጀርን ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ መሰልጠንቲ ከሰልጥን ይደሊ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ Office Machine Maintenance ስልጠና ንሰራሕተኛታቱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።