ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንላብራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ ሎት 1- ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፣ሎት 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ላብራቶሪ ኬሚካል፣ ሎት 4- ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር ( ስፔስፊኬሽን ) መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 03 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቲ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኣልትራሳዉንድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ 3 መሳርሒ ሕትመት 4 መሳርሒ እስፔር መኪና 5 መ ሳርሒ እስፔር ሞተር 6 መድሓኒት እንስሳ 7 መ ሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት 8 ኣቁሑት ፅሬት 9 ኣንሶላን ፍርናሽን 10 መሳርሒ ኬሚካል ላብራቶሪ

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናውቲን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ቤተ ፈተነ ናውቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ላብራቶሪ ኬምካልን ካልኦት ናይ ፈተነ ንብረትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።