ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብጨረታ ናይ ኮንስትራክሽን ንብረት ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ::

ቃላሚኖ ልምዓት ሕረሻ ማእኸል (TDA)

ምልክታ  ጨረታ
ቃላሚኖ  ልምዓት  ሕረሻ  ማእኸል  (TDA) ካብዚ  ንታሕቲ  ዝተጠቀሱ  ብጨረታ  ናይ ኮንስትራክሽን  ንብረት  ኣወዳዲሩ  ክትዕድግ  ትደሊ::
1 ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ንግዲ  ፍቃድ ዘለዎ::
2 ናይ  ግብሪ  መክፈሊ  መለለይ  ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ  ከቕርብ ዝክእል::
3 ቫት ዝተመዝገበ ናይ  ቫት  ሰርቲፊኬት  መረዳእታ  ናይ  ታሕሳስ 2007 ዓ/ም  ዲክላራሴን ከቅርብ  ዝኽእል::
4 ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ናይ  መቅረባይነት ምዝገባ  መረዳታ ከቅርብ  ዝኽእል::
5 ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ድሌት መግለፂ  ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ  ማእኸል  ( ማልት) ካብዘቅርቦ  ናይ ዋጋ  መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ  ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን::
6 ናይቲ  ጨረታ  መከበሪ ቢድ ቦንድ   3000. 00 ብር  CPO  ብስም  ቃላሚኖ  ልምዓት  ሕርሻ ማእከል ከትሕዝ  ዝክእል::
7 ቃላሚኖ  ልምዓት  ሕረሻ  ማእኸል  ንክገዝእ  ካብ ዝሐተቶ  20 % ከቅንስ   ወይ  ክዉስክ ይክእል እዩ::
8 ዝርዝር  ጨረታ  ሰነድ ብር  20 ( ዒስራ  ብር )  ብምክፋል  ካብ ቃላሚኖ  ልማዓት  ሃፍቲ  ሕርሻ  ማእከል
9 ዘይንበብ  ፎቶ ኮፒን  ስርዝ  ድልዝ  ዘለዎ   መረዳአታ  ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን::
10 እዚ ጨረታ  ኣብ ናይ  መንጎ ሰዓራይ  ቃሊሚኖ  ልምዓት  ሕርሻ  ማእክል  ከም  ዉዕሊ የገልግል::
11 እዚ  ጨረታ  ጥሪ  29/05 /2007 ዓ/ም  ንጉሆ  ሰዓት  3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ  ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት  ሕርሻ ማእኸል  ተወዳደርቲ ወይ  ሕጋዊ  ተወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ  ይክፈት::
12 ቃላሚኖ  ልምዓት  ሕርሻ  ማእኸል  ዝሐሻ  መማረፂ  እንተረኺቡ ብክፋል  ይኹን   ብሙሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ ::
13 ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ  ብናይ ባዕሎም  መጎዓዝያ ከቅርብ ዝኽእል ::
14 ፅሬት ዘይብሉ  ንብረት ተቀባልነት የብሉን ::
15 ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስልኪ  ቁፅሪ  0345591489/ 0914138905  ምድዋል ይካአል  እዩ ::

 

Description

Specification

UOM

Quantity

Unit price

Total Amount

Remark

s/n

Birr

Birr

1

ብሎኬት 20 20 40cm

 

 

 

 

 

 

 

 

2

ሑፃ

 

 

 

 

 

 

 

 

3

ጀሕያይ

02

 

 

 

 

 

 

 

4

አስካፋ በዓል 6mm

 

 

 

 

 

 

 

 

5

ተንዲኖ በዓል 8mm

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo