ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዮ ዕዲጊታት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትጽድግ ትደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ፑል ፈንድ ዝተረከበ በጀት ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2011 ዓ/ም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት ናውቲ ሕክምና እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ2 ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1 መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን : መደብ 2 ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕሉ ጥረምረ (ጣፍ፣መኮረኒ፣ሩዝ፣ጨው፣በርበረን ንሕሙማት ዘገልግል ፃባ) : መደብ 3 ፅሬት መሳርሒ : መደብ 4 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል ሱሑል 2011ዓ/ም ናይ 1ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት፣ ሜድካል ሳፕላይ፣ሪኤጀንትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

መቐለሆስፒታልንዝትላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴትሮን ጨርቂ ማድረቅያን ሪቫንን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረትንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::