ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መተርጎሚ ትርግም ክወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም