... ይ ናይ ስቲድዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ላፕቶፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ይደሊ

... ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ

... ወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ዝግብር ጎዕዞ ስራሕት ምምሕዳር አገልግሎት ኢቲኬቲንግ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊና ነጋዶ በቲ ዝለምዐ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ደ: ክልተ ስቴሽን ዋጋን በዓል 7 ወንበር በዝሒ ክልተ: ሰለስተ ፒካፕ በዓል 5 ወንበር በዝሒ 10 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

... በሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ግ ማለት እዉን ኮር ድሪንግ ወርክስ ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ዕዲጊት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንስራሕቲ ሕትመትን : ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን ዝዉዕል ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ