ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ/ምድላው ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ፡፡

ማሕበርና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ከባብያዊ ፀጋ መሰረት ዝገበረ ስራሕ ፈጠራ /Environmental Entrepreneurship program/ ናይ መወዳእታ ትግበራ ፕሮጀክት ገምጋም /Final project evaluation/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እተደልዩ ኣማከርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፤