... ሪጉሌተር : ክልተ ኦዲዩ ኬቭል : ሰለሰተ ቪደዩ ኬቨል : ኣርባዕተ ቪንሲ ኮነክተርስ ሚል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ሽድሽተ : ዊልድንግ ትራስፎርመር በዝሒ ኣርባዕተ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂመሰረት ገይሩ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሳኒተሪ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 ሚሜ በዝሒ 10000 /ዓሰርተ ሸሕ / : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ኮንዲት ርጅድ ዲያሜትር 16 ሚሜ በዝሒ 25330 /ዒስራን ሓሙሸተ ሸሕን ሰለሰተ ሚኢትን ሳላሳን / : ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 160 ሚሜ በዝሒ 10 /ዓሰርተ / : ፒሲኤስ ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 50 ሚሜ በዝሒ 14 /ዓሰርተ ኣርባዕተ/ : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 110 ሚሜ በዝሒ 19 / ዓሰረተ ትሽዓተ / : ፒሲኤስ ሄቪ ቱል ቦክስ በዝሒ ሐደ ሴት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር :ኤየር ክልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም UIDP ሐገዝ ዝተረከበ በጀት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ ናይ ዲስትሪቨዩሽን ትራንስፎርመራት መከፋፈሊ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌከትሪክ ኣቅሑት : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪካል ኣቅሑት ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም