ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝተፈላለዩ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ይደሊ።