ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ትምህርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ትምህርቲ ከሰልጥን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት ዝ/ዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስረሕቲ ንብረታት ንምድብ 1- ኣድቫንስድ ኦፊስ ማሽን ሃርድዌር ኤሌክትሮኒክስ ኢክፑመንት ፅገና ስልጠና ምድብ 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢን ፅገናን መሳርሒ ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ምድብ 1 ከሰልጥን ንምድብ 2 ክዕድግ ይደሊ።

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ሕትመት ጥራዝ ሃፍቲ ምዝገባን ሰርቲፊኬ ሃፍቲ ምዝገባን፣ ማንዋል መሰልጠኒ ትምህርትን ስልጠናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣሉሚንየም፣ ስፌት ክዳን ጥልፍን ሲንጀርን ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ መሰልጠንቲ ከሰልጥን ይደሊ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ Office Machine Maintenance ስልጠና ንሰራሕተኛታቱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንኮምፒተራይዝድ ኣካውንቲንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክፅዕንን ከሰልጥን ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ንደሊ፤

ኣብ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮጋዝ ፕሮግራም መተሓባበሪ ዩኒት ናይ ማህንድራ መኪና ፈታኒ ናይ መንግስቲ ኮድ-4 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፍትን ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ንክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ::

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት ምድብ 1 (Supply, Installation and configuration of network infrastructure for setit Humera town Administration Office) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክነስርሕን ይደሊ።