ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንመስተይ ተክሊ ማይ ቦቲ ምሕደረ ሓምለዋይ ልምዓት ማለት እዉን ግሪነሪ ማናጅመንት ኣቅሑት : መኪናን: መጋረጃን ን2016 ዓም በጅት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ውሽጢ ንዝርከብ ቢሮታት ግልጋሎት ዝውዕል መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መጋረጃ ጨረቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ መጋረጃ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቅብኣትን ጀነሬተርን ተሽከርከርትን ከምኡውን ናይ መካይን ኮንፈርትን ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ መጋረጃ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ መጋረጃ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤