... ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ማይ ጥምቀትን ንዝስራሑ ሐባር ዒላ ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

... ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳተ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንዝስራሕ ዳይቨርሽን ፅገና ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

... ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ምምሕዳር ፋይናስን እቶት ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ወረዳ ራያ ጨርጨር ምምሕዳር ፋይናንስን እቶትን ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ከይዲ ስራሕ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ FRSP ብዝተረከበ ሐገዝ ኣብ ጣብያ ሉሉጋ ሰለሰተ ማንዋል ድሪሊንግ እንጎይ ሜዳ ስራሕ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ፍቃድ ዝርከቡ WWC ትካላት ንግዲ ንማይተንከፍ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ወረዳ ላዕለይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንበረት ምምሕዳርን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሐወሳን 15 ናይ ሐባር ዒላ ኣብ ማይ ተንክፈ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ህንፀት ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፅሕፈትና ዘፈር ቁጠባ ልምዓትን ከይዲ ሰራሕ ህነፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳተ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ጥምቀትን ስራሕቲ ዳይቨርሽን ፅገና ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ልምዓትን መስኖ ካብ ሓባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፈ ስረሕቲ ዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብመልክታ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GSF ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳ ፅዕዳ እንባ ንዝኮቱ ሰለሰተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ሳይታት ማይ መገልታ : ተካ ተስፋይ :ጎዕ ሜስን ዝዉዕል ዕደጋ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ዓብይ ዓሞቅ ጎድጎድ ብናይ ባዕሎም በጀት ከኮዕት ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ተወዳደደርቲ ዓዲሙ ከወዳድር ይደሊ

ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ነጋዶ ይዕድም