ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ , Tin /ቲን /ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት አብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእልን ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ ፋ/ ክ/ ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘሎ እዋን ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ናይ ባጃጅ ኪራይ 3000 ብር / ሰለስተ ሽሕ ብር /ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 02 /06 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 02/ 06 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስ ተነፀረ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊት ንፊት ሄራን ሆቴል ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ ::

9 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563/ 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

10 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo