ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት (ንመስታውት መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።