ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ ULGDP ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓተ ምሕደራ ስነ- ከባቢን ማሕበራ ጉዳያት /ESMF/ 12 ከተማታት ናይ ክዋኔ ኦዲት ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምክሪ /ኮንስልታንሲ/ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ።