ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርቲታት ዓቕሚ መዕበይ ዝኸውን መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ሕ /ወጀራትን ራያ አላማጣን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ አግራብ ብግልፂ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት

ሆስፒታል መቐለ አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ምግቢ ግልጋሎት

ኣብ ከተማ መቐለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 18 በዓል ፎቕ ገዛ ማይ መብራህቲ ዘለዎ ናይ መኪና ፓርኪንግ ዘለዎ ማደኣት ከተካሪ ትደሊ።