ሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ  ጨረታ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ  ንቤት ፅሐፈትና  ግለጋሎት  ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
2  ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር  ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
3 ዝተሐደሰ መቕረብነት መለለይ ካርድ ዘለዎን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::
4 ናይ ኤለክትሮኒክሰ መሳርሒ ንብረታት ተወዳደርቲ ዝኮንኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ የካቲት ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ  ክተቕርቡ እተክአሉ
5 መክበሪ ጨረታ  ብረ 5000.00 ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ  ምሰቲ ናይ ጨረታ  ሰነድ ከእቲ ዝክእል
6 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም   ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/12/2006ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣበ ማሕበር መናእሳይ ትገራይ ይኽፈት
7  ሰነድ ጨረታ  ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርን ብር 20 እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም  እትከአሉ  እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 18/11/2006 ክሳብ ዕለት 01/12/2006   ሽም "ኣድራሻ ፌርማ  "ማህተምን  ብመግባር  ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዘተዓሸገ  ፖስታ ናይ ቢሮ  ቑፅሪ 14 አታዊ ይግበሩ::
8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ ንዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብናይ ባዕሉ  መጎዓዓዝያ  መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝከአልን እቲ  ንብረት  በቲ ዝወፀ  እስፐስፊኬሽን  መሰረት ትክከለኛ ምኮኑ   ምሰተረጋገፀ ኣታዊ   ገይሩ  ገንዘብ ዝወስድን ::  
9  መክበሪ  ዉዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንበረት ብCPO ክተሕዝ ዝከአልን ኣብ ዉሽጢ  2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ዝአስርን::
10 ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት  20% ምዉሳኽን  ምቕናስን ዝከኣል ምኮኑ::
11  አብዚ  ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ዉጭ ከም ዝከዉን  ንጨረታ መኸበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናብ  ካዝና ኣተዊ ኮይኑ ኣብ ካልኣት  ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሕጊ’ ዉን ተሐታቲ  ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ::
12  ልዕሊ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብር አሸናፊ  ዝኮነ  ነጋዳይ  2%   ዊዝሆልዲንግ  ዝኸፍል ::
13  መኽበሪ ጨረታ  ፀኒዑ ዝፀንሐሉ  ግዜ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ    ይኸዉን ::
14 ዉዕሊ መክበሪ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ   ብተከታታሊ 30 መዓልቲ ይኸዉን::
15  መ ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን  ብኽፋል ናይ  ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo