አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ /

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ስፔር ፓርትስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ሆስፒታል መቐለ አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሆስፒታልና ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ደረቅ እንጀራ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ወንበር መዕረፊ ጋሻ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቁሓ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ኣይሮን ጌት(Iron gate) ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጉማ በዝሒ 40 ኣጫረቱ ክትዕድግ ትደሊ ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቆሓታት::

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት መካይን ዓመታዊ ፅገናን ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንናይ 2007 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ጋራጅ ተወዳደርቲ ይዕድም::

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን ቁምሳጥንን ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዶክመንተሪ ፊልሚ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም