ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርቲታት ዓቕሚ መዕበይ ዝኸውን መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

መለከዒ

በዝሒ

መብር

1

ትግርኛ ፊደል ገበታ

 

 

3390

  • Size 50X100cm
  • Water proof (laminated)
  • Thickness 250
  • Print out full color

2

English alphabet

Pcs

3390

  • Size 50X100cm
  • Water proof (laminated)
  • Thickness 250
  • Print out full color

3

Flesh card Tigrigna

Packet

1685

 

4

Flesh card Tigrigna

Packet

1685

 


በዚ  መሰረት ንኽሳተፉ ዝደልዩ ተወዳደርቲ፡-
1.    ናይ 2006 ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ
2.    ናይ ግበሪ ከፋልነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ
3.    ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ መቕርቡ ዝኽእሉ
4.    ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ
5.    ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ 3000.00 ብት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብሲ.ፒ.ኦ ክትሕዙ ዝኽእሉ
6.    ጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንስ ማሕተተም ገይሮም ብዚንቬሎፕ ብምእሻግ ኣብ ስራሕ ዕለት ካብ ሰነ 27/2006 ዓ/ም ክሳብ ሓምለ 11/2006 ዓ/ም ድ/ ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳጹን ኣታዊ ኽገብሩ ይግባእ።
7.    እቲ ጨረታ ሰኑይ ሓምለ 11/2006 ዓ/ም ድሐሪ ሰዓት 8፡00  ተዓፅዩ፤ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሩ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝርከብሉ ይኽፈት።
8.    ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዎ እዩ።
9.    ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-4099-23 ደዊሎም ምሕታት ይከኣል እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo