ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።

ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ንዝተገለፁንብረት ማለት ውን

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌትሮኒክስ፣ ቐዋሚ ንብረት፣ ናይ መኪና ጎማን ደቐቕቲ ናውትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕግድ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ምቅረብቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዽምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰርቪስ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ዓይንት መካይን ኣጫሪቱ ስራሕቲ ፅገና ክካይድ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምክዝን ኣቁሑት /Store Sanitation Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ።

2ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ