ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ /

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ / ኣብ ሕድሕድ መኪና ብክልቲኡ ጉኒ ከስርሕ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም::


 

ተጫረትቲ

  1. ቅድሚ ሕዚ ኣብ ናይ ዝኾነ የኹን ትካል ሽምን ኣርማን ሎጉ ኣብ መኪና ብቕብኢ መልክዕ ዝሰርሐ::

  2. ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::

  3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::

  4. እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ

  5. ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 05/01/2007 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::

  6. ሕድሕድ ተጫራቲ ኣብ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ( ፕሮፎርማ) ናይ ቫት ሓበሬታ እንተዘሃልዩ እቲ ዋጋ ቫት ከም ዝሐወሰ ይወስድ

  7. እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 06/12/22006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

  8. ተጫራቲ ዘቕርብዎ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ (ፕሮፎርማ) ኩሉ ወፃኢታት ዝሸፈነ ይኽዉን

  9. ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo