104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት መካይን ዓመታዊ ፅገናን ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንናይ 2007 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ጋራጅ ተወዳደርቲ ይዕድም::

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት መካይን ዓመታዊ ፅገናን ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንናይ 2007 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ጋራጅ ተወዳደርቲ ይዕድም


 

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ መወዳእታ ዲክለሬሽን ዝገበርኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሰምዒ ዝተዓሸገ ኤንቨሉፕ ናብ ምምን ፋይን ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

5 አቲ ጨረታ ብኤፍ ኤም መቐለ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን ዕለት 13/12/2006 ዓ/ም ብኮሚቴ ተከፊቱ ንሰዓራይ ብደብዳቤ ይግለፀሉ

6 ተወዳዳሪ ትካል ብዝተዉሃቦ ስፔስፍኬሽን መሰረት ዘቅረቦ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ እንተኮይኑ ቫት ዝተሐሰ ምኮኑ ይገለፅ

7 ተጫራታይ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእልን ኣጠቃላይ ኩነታተ ጋራጅ ዝተማለአ ንምኮኑ ብኮሚቴ ተረጋጊፁ ክሐልፍ ዝክእል

8 መሸነፊ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ንዘቀርበሉ ፅገና ሕቶ ብግቡእን ብእዋኑን ብዉዕሊ መሰረት ዝምልስን ዝፅግንን ክከዉን ዝክእል

9 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ 104.4 ሬድዩ ኤፍ .ኤም መቐለ ስቁ 0344- 406029 ምደዋል ይካል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo