ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ወንበር መዕረፊ ጋሻ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቁሓ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ወንበር መዕረፊ ጋሻ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላት ፍቃድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቁሓ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  1. ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም::

  2. ተጫረቲ VAT ዝተመዝገቡን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ(TIN) አብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረጋገፂ ከቅርቡ አለዎም::

  3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ካብ ዝተፈለጠ ባነኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 3000.00 ብር ምስቲ ሰነድ አታሐሒዙ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእቱ አለዎ::

  4. አብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ዉዕሊ ክእሰሩ አብ ዉሽጢ ሐሙሸተ መዓልቲ ቐሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ብር 10 % CPO ጥራሕ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ሓለዎም መፂኡ እንተዘይእሰር ግና ዘትሐዞ ጨረታ ምክበሪ ይዉረስ

  5. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ አሸናፊ እንተኮይኑ ዘሸነፎ ፅ መሳርሒ በቲ ዘእተዉዎ ዉዕሊ በቲ እስፕስፊከሽን መሰረት ከረክብ ይግባእ::

  6. እብቲ ጨረታ ብዘይ 2 ን 3 ን ዝኮኑ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ አካል ዉዕሊ ምእሳር ሽዑንሽዑ ይምለሰሎም ::

  7. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብዝተአሸገ ፖስታ እንቨሎፕ ብምግባር አብ ዝተዳለወ ናየ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዝትጋወሐሉ ዕለት 06 /12/ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 16 /12 /2006 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ክተእትዉ ትክእሉ ::

  8. እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 16/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 4 :30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣበ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይክፈት::

  9. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ወይ ዋጋ ነዙይ ተባሂሉ ተዳልዩ ኣብ ዝዋሃቦም ቅጥዒ ጥራሕ ኮይኑ ስርዝ ድልዝነ ናይቲ ተወዳዳራይ ማህተም እንድሕር አይብሉ ፈፂሙ ተቀባልነት ይብሉን::

  10. ተጫረቲ ቢሮ ብቁፅሪ 14 መፂእኩም ብር 20.00 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ::

  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረጺፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo