ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ ቀበሌ 09 ጥቃ ሚላኖ ሆቴል በጎ ኣድራጎት እናተብሃለ ዝፍለጥ ባህላዊ ቤት ብልዒ ንሬስቱራንት፣ መዘናግዒን ንተመሳሳሊ ስራሕ ዝውዕል ጠቕላላ ካሬ ሜትር 3404.88 ስፍሓት ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ነባር መነሃርያ ዝርከብ ስፊሕ ናይ ንግዲ ቦታ ዝሓዘን ብተወሳኪ፡-

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።

ንህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጎደናታት ግሪነሪ ፅባቀ ግልጋሎት ዝዉዕል ተክልላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ተክልታት ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

ኩባንያና ንብ ኢንሹራንስ ካሕሳ ከፊሉ ንዝተረከባ ተሽከርካሪት ብዝለቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ሽኮር ፋብሪካ ወልቃይር ፕሮጀክት 1/ ፅሕፈት መሳርሒ 2/ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት 3/ ናይ ቤት ምግቢ ኣቁሑት 4/ ናይ ፅሬት ኣቑሑት 5/ መለዋወጢ ኣቁሑት ማሽናት 6/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት 7/ ሴፍቲ ማተርያል /ናይ ሓደጋ ጥንቃቀ ኣቑሑት/ 8/ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት 9/ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድምይደሊ። ኣብ ታሕቲ ዘለው ረቋሒ እተማልኡ ተጫ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ምሕታም፣ ዲቪዲታት ኢዲት ምግባር ምብዛሕን ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።