ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ናብ ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ከተማ ፈረወይኒ በዝሒ ኩንታል 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ደረቅ ፅዕነት ንምልዓል ብቅዓት ንዘለዎም 1ይ ደረጃ ዶብ ሰገር መጓዓዝያ ኣጎልግሎት ወሃቢ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ኮል ካብ ጅብቲ ወደብ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ መጋዓዝያ ወሃብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም

/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋለት ዝዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዝ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓላ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ንሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ማለት እዉን ናይ ኹሓ ፣ ሓድነት ፣ ዓይደር ፣ ሓወልቲን ፣ ሰሜንን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካብ እንደርታ ዩኔን መደብር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክጉዓዓዝ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድን ሊቭረ ዘለኩምን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዉና ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ክልተ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ትሕዝቶ መሬት ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ