/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 2012 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብር 50,00.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ዝሰዓሮ መጠን ስኻር ካብ ዝተፈለጠ ሕጋዊ እዉቅና ዘለዎ እንሹራንስ ናይ መድሕን ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 25/09/2012ዓ/ም ከሳብ 05/10/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቢሮ ከተማ መቀለ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ምስ ሰነድ ተተሓሒዙ ብዝቐርብ ቅጥዒ መሰረት ዋጋ መሊኦም ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይግባእ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 05/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:15 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቱ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::

7 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

9 ጨረታ መጠን በዝሒ 5 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 99 13 /03 44 41 08 30 / 03 42 41 52 64

ኣድራሻና  . ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ካልኣይ ደብሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo