... : ኣቅሑት ፅሬት: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤለክትሪክ ህንፃ ተገጣጠምቲ ንብረታት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡

... ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ራሕተኛታት ጋዉን ኮምፕላሴንን ምስ ቆቢዑ : ንቢሮ ዝክዉን ዝተፈላለዩ መጋራጃ ታት: ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ዘለዎም ናይ መኪና ዘይቲ:ግሪስን ናይ ዓብይትን ኣናእሸተይን መኪና ጎማን አቦ ጀዲድን

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ፡ ፅሬት፣ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ መኪና፣ ሕትመት ዕንፀይትን ደንቢ ክዳንን ከምኡ ውን ዝተፈላለዩ ኣፋውስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝ ስለዝደለየ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፍርናሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ሓ/ዝ//ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝተጣየሸ ናይ ዓለባን ጨርቃ መርቅን ፋብሪካ እንትኸውን ፣ ጨርቅን ካልኦት ተመሳሰልቲ እታወታትን ካብ ደገ እንዳእተወ ምህርቱ ንደገ ሰደድ ኣብ ምግባር ተዋፊሩ ዝነበረ ትካል እንትኸውን ኣብ ክልልና ብዝተወለዐ ኩናት ምኽንያት እቲ ፋብሪካ ብዝገጠሞ ከቢድ ዕንወት ንዝሓለፉ ኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ምንም ዓይነት ፍርያት ከፍርዩ ዘይኻኣለን ሙሉእ ካብ ስራሕ ወፃኢ ዝኾነን ትካል እዩ ።

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ረይን ኮት (Rain coat) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ