ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮ ፋይናንስ ማርታ ብኣልሚኒየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣለምኒየም ብረታ ብረትን ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮፋይናንስ ቁፅሪ 2 ብኣልሚንየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣልሚንየምን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሓፂን ሸልፍ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ትራንስ ኢትዮጵያ ኃ/የተ/የግ/ማህበር ካቦ፣ፕላስቲክ ካነቫስ፣ የወርክ ሾፕ መገልገያ እና ሌሎች አላቂ ዕቃዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ ማሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸርን ፣ ኣቅሑት ሰርቨይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብረት ማዕፆ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ዛላኣንበሳ ኣብ ከተማ ዛላኣንበሳ ዝርከብ ን 2012ዓ/ም ዓመት ንዝተፈላለዩ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ላባራቶሪ ማተርያላት ፣ ናይ ስፖርት ማተርያላትን ዕጥቅታትን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ዕንጨይቲ ሓፂነ መፂን ኣቅሑት /ፈርኒቸራት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሕታት ዝኮኑ ማተርያላት ኣብያተ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምልክታ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም