ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ን ቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃላዋ ሸልፍ ብሜታል ሺት /ብላሜራ ብረት/ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ክዕድግ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo