ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆላ ተምቤን ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል /ቴንዲኖ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

የኢንዱስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣምስት የብረት ሎከር በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፋይላት መደርደሪ ካብ ሓፂን ዝተሰርሐ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ:-

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጋስኬት ናይ ኣወቶክሌብ ማዕፆ በሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ GMFA ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሌተር ብረት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኢ/ማተሪያል፣ ሓፂን መፂን/ማዕፆን መስኮትን/ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ በሪ መዓፁን ምስ መስተዋቱን መገጣጠሚኡን ብረትን መጣበቂ ፈሳሲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮ/ ፈርኒቸር/፣ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን መለዋወጢ ተዛመዲ ኣቅሑትን ወይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሓፂን መፂን ስራሕቲ ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።