ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ  ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 13/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቅ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡   

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo